እጝካ ዱቅኔን ዮሓንስ ኪሊማ ኔኒ 19

ሃፑክ 19 ዘኬዎስ እን ፑኡሺኔ ጆል ጊቢሩጝ 1 ኢየሱስ ሁሉክ እያርኮዬ ኬኦይ ሳጊዬ ኣኔን ኩዬን። 2 ውር ክየም ኬና ሺጜ ዘኬዎስ ኣኔባ ኦይን፤ ካሎን ሃውርካ ጊቢሪ ፑኡሺዬኔ ሆድሞዬ። 3 እሺዻ ውር እጝ ሺጜ ኢየሱስ ኣዬ ኒን ዎሽ ቶዬ፤ ዾሬን ኔኒ ኣዬ ኩምቡሌዬ እን ናሹጝኬ ጁዋኑ ኣዬን ካዛርሲ እሺ ቶዬን ካኒ ቻሊኬን። 4 ኢየሱስ ናንዳካጝ ኣኒኔ ኬጉዋይ እጝ ሳጊዬኑጝ፤ እሺ ቶዬን ሪሼ ኩይ ሌሜኔ ሌፓ ኡዎፑር። 5 ኢየሱስዻ ሄክሼ ኦይን ጌይ ካቼ«ሺጝ ዘኬዎስ ዮ፤ ሹጝ ቶኦ ኑኑ ክያኒ ድቢኔን ሁሉኩሼ ኣምባዬ ይሪካ ጎባ። 6 እሺዻ ጎብ ይሪካዬ ቦዋ እሺ ከዋዛ። 7 ውር ጊታይ ኣኔን ኦይን ጌይ እጜ፤ ሺጝ ካሁሉክ ኦካ ቶኦካ ውርካ ሴሶዬ ካቾቺሚንቴባይ፤ ሺጝ እያይኔ ካርሲያ ጉንዱሚኔን። 8 ዬ ዘኬዎስ ዾሬ ዋይሼ ታቺ እጝ ታቹጝ ዮ፤ እየዎ ሆድማሞ ጊታጝ ኣኔን ኦናኒ ፓይላ ዶክ ሃኣይባ ኩፓን፤ ውር ክየምጵንዻ ሃኣይያ ኬሾሮያጝ ሃሌሜ ኣሁሬ ሃኣይባ። 9 ኢየሱስዻ ሺጝ እያጝ፤ ውሩጝ ፕር ኣዬ ውዋካ ኣብራሃም፤ ሹጝ ዻዓሾ ኩና ኦካ ቶኦጝ፤ 10 ናንዳካኦ ሃንታካ ውር ኩኖጝ ሃእጝ ካይህ ዎሼኔ ባይሺሼኔ። 11 ዛርስዻ ኣኔንባ እጝ ዋዬኔ፤ ካርሲያ ከሄክንሶ ክያጄን፤ ናንዳካኦ ውር ፓይኔ ኢየሩሳሌም ዋሽኬኦኮኑጝ ካዹዋልሼ እንግን ጌጳሞ ካባሪዮ ጊያ። 12 ዬሺጝ እያጝ፤ ውር ታቺ ክየም ቦው ጌጳሞ ካቢታሞዬ ናንዳካ ዋኬን ኩያ ፔን ዹክ። 13 ከኦካ ጫቃንካ ውርካ ዋድማ ሺው ታጳኔ ኣይ ቢሬ ታጵዬ «ሺጝ ሌይ ሃምካ ዋካ ኩዋዎጝ ኬቢሮጝ ኒጊድንቴባ። 14 ዬ ናንዳካጝ ውርካ ፔን ሚኖጝ፤ ሺጝ ውሩጝ ካጌጳዽሼ ኡዋው ሃዎሻኬን ሺጝ እያይኔ ኬታካሁር ይዕሲሼያ ውርካ ኤርጎ። 15 ኣይባዬ ውር ታቺ እጝ ማቲ ታቺዬ ዋኪሼያ ሃምካ ፔን፤ ውርካ ዋድማዻ ኬቢሬ እን እሺ ኣይኖጝ ኒጊድኔያ፤ ቲርፒሲዬ እባጄን ሺውሻ። 16 ውርካ ዋድማ እንካ ሌሜን ኩኔ፤ ሺጝ ታቹጝ ዮ፤ ቢሬ ጊታይ የኣዬ ኣን ፕር ጅሼያ ቢሬ ታጵ፤ 17 ታቺ እጝ ሺጝ፤ እን ሹቃጝ ከዋድማጝ የሻሚያ ሹቃ፤ ከኦዽታኬ የማቲ ሹቃዬ ናንዳካጝ የጌይኖጝ፤ ከኦካ ከተማ ታጵ ጋያ እን ጌጳሞ። 18 እንካ ላንሳ ኩኔ ሺጝ፤ ታቹጝ ዮ፤ ከኦካ ቢሬ ጊታይ የኣዬ ኣን ጅሼያ ቢሬ ቾን። 19 ታቺ እንዻ ፕር ሺጝ እን ኦካ ከተማ ቾን ጋያ እን ጌጳሞ። 20 ውር እንካ ዋድማ ኑዋ ኩኔ ሺጝ እያጝ፤ ታቹጝ ዮ፤ ቢሬ እጝ ሃቁም ኬኣፓላዬ ሃኣጁጜ ሃዓጝ፤ 21 ቦው እን የማሬ ኣጁጜን፤ ናንዳካጝ የማሬ እጝ የኮሬ ሃዼኑጝ የኣይ ውር ውር ጋራዬ ሪግሺንቴባ። 22 ታቺ እንዻ ሺጝ እን ውርካ ዋድማ ጋራጝ/ ሃኮምሼያ እን ክያጃ፤ እኑጝ ቦው እን የማሬ ኣጁጜን እጝ የማሬ ኮሬን ሃዹጝ ውር ጋራ ኣዬን ኑኑ የእባጅያያጝ፤ 23 ሃኩኒዬ ሃቦው ናኒ ኬጊታይ ጅሼዻዬ፤ ሃናንዳካኦ ካማሬ ውር ጊታይ ዋድሚ ኣዬኑጝ? 24 ታቺ እጝ ዋይሼ ውር ጊታይ ጎሩጝ፤ ቦው ቢሬ ኔኒዬ ኣይ ውር እጝ ኣኔ ቢሬ ታጱጝ። 25 እንግንዻ ሺጝ ታቹጝ ዮ፤ ይንጌ እሺ ኣኔ ቢሬ ታጵ። 26 እሺዻ ሺጝ፤ ሃዋይሼባ እየው፤ ጊታይ ኣኔ ፓይላ ሌሜባ፤ ዬካእንቃ እጝ ማር ኣኔን ቦባ። 27 ኣይባዬ ካማሬ ኦግዬይ ጌጳዽዬን ጊታይ ዎሹጝ ጋላን ጊታይ ቦፓይንቴ ኦጝ ካማሪ ናኒዬ ኒቂ እንግንባ። 28 ኢየሱስ ሃሳዌ እጝ ጩዋ፤ እያጝካ ኢየሩሳሌም ቱሌም ሌሜ ጋኔን ፓዬን። 29 ኬጋግ እጝ ጌዬን ከኦካ ፔን እጝ ሺጜ ዳብር ዘይት፤ ሹ እጝ ሄክሼ ኦካ ከተማ ጊታይ ሺጜ ቤተ ፋጌዬ ቢታንያዬ፤ ከኦካ ውር ጊታይ ዻዬ ጆሌ እሹጝ ዋይሼ ውር ዻ እያጜ ይዕሲያ፤ 30 ፓይባ ኦካ ጶሮክ እጝ ኣኔን ኦካ ሌሜን ጉዩጝ፤ የሁሉክያ ኦይንያጝ የጌያባ ሃንታካ ኡኩሊ ኬና ማሬ ቆቤን ቁሜ፤ ቡሉዬ ቦፓይንቴባ ዮጝ። 31 ውር ክየምጵንዻ ሺጝ ሃናንዳካኦ የቡልቶጝ ኣንሽ እየውያጝ ዋይሽቴ እንግን ዎሺሽባ ታቺ እጝ። 32 ውር ጊታይ ይዕሲዬዻ ፓዬ ጋንሼባ ማቲዬ ጌያ። 33 ኤታጋንዻ ጌይ እን ቡሌ ሃንታካ ኡኩሊዬ ዋይሼ እንግን የቡላ ናንዳካ ኦ? 34 እንግንዻ ሺጝ ዎሺሽባ ታቺ እጝ። 35 ጩዋ ሃንታካ ኡኩሊ እጝ ቦሼያ ዮጝካ ኢየሱሱጝ፤ ፓቅሼ ኣፓላ ጊዬይ ሹዎር ኔኒ ክያኒዬ ቆብሻ ኢየሱስ ኦካ ኡኩሊ። 36 ውርዻ ጉዋይ ካጉዋር እጝ እሺ ኩዮጝ ጋኔን ኣፓላ ጊዬይ ጃኬን። 37 ከኦካ ጋግ ካዳብር ዘይት ሹ እጝ ሄክሼ ኦካ ጉዋር እጝ ኣይ ባይን ባይን፤ ናንዳካጝ ጌዬ ውርካ ዻይኔ ጆሌን ጁዋኑጝ ኦኬ ሹቃ ፓይላ ዋዝንዽዬ ሻም ናቅዲ ጊዬይ ዼጌ ሺጝ እያጜ ካርሲያ ባሪዮ ጌጳሲዬን፤ 38 «ቢቲ እጝ ኩንኬ ሮንካ ታቺ እጝ ሃኬና ጉዋኔ/ «ከፎላ ሹቃ፤ ኬጊታይ ኣኖጝ ጌጳሞ 39 ውርካ ፈረሳውያን ክየም ክየም ጊታይ ኣኔን ኦካ ጫቃንካ ውሩጝ ዋይሼ ኢየሱስ፤ ውርካ እርርሲዬኑጝ ዮ፤ ጎሪባ ውር ጊታይ ዻዬ ጆሌ እኑጝ። 40 እሺዻ ሺጝ፤ ሃዋይሼባ እየው» የዋይሺቴያ እንግን ቆብሹይያጝ ባይ ጊታጝዻ ኡቹኳ። 41 ኢየሱስዻ ኩዬ ሄክሼ ኢየሩሳሌም ጌይ ከተማዬ ኦቆርሼያ፤ 42 ሺጝ እያጝ፤ ኣይሹቃ ኑናኦ እን ዋቲ ሹጝ የእባጅያያጝ/ ዬ ጋን ከኦካ ካርቡ ኑኑ ካህያ። 43 ጋል ኑኑ ኣሽኪ ሌሜን ኑኑ ክያኒ ካርሚዬ፤ ኦጉዋይካ ሆላን ጱዻ፤ ሹ እጝ ካጋሊንሺዬ እን ኩንባ። 44 እኔ ሃንታ ጊታይ ኑኑ ቆቤን ካርሚ ኑኑ ቱዎጜ ዎርሲባ ከዳሊ፤ ባይዻ ጎቼኬን ባይ ክያኒ፤ ሹካጝ ሃቶዬ እን የእባጅኬኔ። 45 ከኦይን ጩዋ ኢየሱስ ሁሉክ ሃምካ ቶኦካ ይሁኔኔ ቡላ ውር ጊታይ ኣኔን ኡዋሩጝሺኔን፤ 46 ፕር ሺጝ ቶኦጝ ሺጝ ቶኦካ ይሁኔኔ ቶኳ፤ ዬ እየው የሻማያ ይግንካ ጎርጉ። 47 ከክያጝካ ሹዋንዻ ኣኔን ኦካ ቶኦካ ይሁኔን እርርሲኔን፤ ውር ጊታይካ ቃሼ ታታቻኔ፤ ውር ጊታይ ጆል ወርቀቴ ጊታይ እያኒሼጆሌ ዛርሲዬ ዎሽ እሺ ኒሼን፤ 48 ኣይባዬ ዛርሲ ፓይላ ናንዳካጝ ፎሽካዽዬ እርሮጝ እያይን ካሻሜ ካዋ እንግን።